https://raw-accel.com/ ፍቕሪ አምላክ እግዚኣብሄር ፍቕሪ እዩ 1ዮሃ 4፡8 ቃል አምላኽ ብቪድዮ ብቪድዮ ዝተዳለዋ መልእኽታት ብምርኣይን ብምስማዕን መንፈስኩም መግቡ፡፡ ቃል አምላኽ ብድምጺ ብድምጺ ጥራይ ዝተዳለዋ ትምህርታት ብምስማዕ መንፈስኩም መግቡ፡፡ ቃል አምላኽ ብጽሑፍ ዝንበቡ ናይ ጽሑፍ መልእኽትታት ብምንባብን መንፈስኩም መግቡ. About us ስለኣና ጎይታናን መድሓኒትናን አምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብሓያል ፍቅሩ ማሪኹ ናቱ ዝገበረና አሕዋትን አሓትን ኢናእቲ ንሕና ዝረኸብናዮ ፍቅሪ አምላኽ ንብዙሓት ክበጽሕን ቃል አምላኽ ክስበኽን ብጸጋ አምላኽናን ጎይታናን ኢየሱስ ክርስቶስን ንምስክር፡፡ “ብዛዕባ እቲ ኻብ መጀመርታ ዝነበረ፥ ንሕና ብእዝንና ዝሰማዕናዮ፥ በዒንትና ዝረአናዮ፥ ዝጠመትናዮ፥ በእዳውናውን ዝዳህሰስናዮ ቓል ህይወት፥ ንነግረኩም ኣለና። እዝ ህይወት ተገለፀ፤ ንሕና ኸዓ ሪኢናዮ ኢና፤ ንምስክርውን ኣለና። ምስ ኣብ ዝነበረ፥ እቲ ንኣና ዝተገልፀ ዘለኣለማዊ ህይወት ንነግረኩም ኣለና። ምሳና ሕብረት ምእንቲ ኽህልወኩም፥ ነቲ ዝረአናዮን ዝሰማዕናዮን፥ ንኣኻትኩም ንነግረኩም ኣለና። ሕብረትናውን፥ ምስ ኣብን ምስ ወዱ ኢየሱስ ክርስቶስን እዩ። እዝ እንፅሕፈልኩም ዘለና፥ ሓጐስኩም ምሉእ ምእንቲ ክኸውን ኢልና ኢና።” ይርከቡና ካባኻትኩም ክንሰምዕን ክንረኽበኩምን ብክርስቶስ ፍቅሪ ንሃርፍ፡፡ ቃል አምላኽ ንምምሃር ወይ ድማ ንምኽርን ንዝተፈላለየ ውራይን እንተደሊኹምና ርኸቡና፡፡ ቃል አምላኽ ይምሃሩ mostbet portugal When continuing your research into online casino platforms in Canada, you can consider https://www.chordie.com/forum/profile.php?id=2388864 alongside other sources when you want to continue beyond a basic overview. Roobet casino meilleur nouveau casino en ligne